እዚ product እዚ ኣብ ብዙሓት ዓማዉልና ተፈቲኑ ኣዚዩ ኣዕጋቢ ውጽኢት ዘምጸአ ኢዩ። ስራሕና ንዕግበት ዓማዊልና ከም ዝኾነ መጠን ድማ ንዓኩም ዘዕግብ ከም ዝኸውን ብዘይ ጥርጥር ነበስረኩም።
ኣጥቓቕማ፡
1፥ መጀመርታ ጸጉርና በቲ shampoo ምስቲ ንብረት ዝመጸና ንሕጸብ
2፥ ብድሕሪኡ ጸጉርና ጽቡቕ ጌርና ነንቅጾ።
3፥ ብድሕሪኡ ነቲ mask (ግሬስ) ኣብ ቆርበትና ብዙሕ ከየቕረብና ጽቡቕ ጌርና ንለኽዮ
4፥ ብድሕሪኡ ካብ 1 ክሳብ 1፥30 ንጽበዮ
5፥ ብድሕሪ እዚ ብማይ ጥራሕ እቲ 80% ናይቲ ግሬስ ንሓጽቦ ጽቡቅ ጌርና ከይጽረና ንገድፎ
6፥ ብድሕሪኡ ኣንቂጽና ፕላስትራ ንገብሮ
7፥ ብድህሪኡ 10 ክሳብ 15 ደቓይቕ ተጸቢና በቲ shampoo ኣጽሪና ንሓጽቦ
8፥ ብድሕሪኡ በቲ ነኣሽቱ ቅባኣት ነቲ ጸጉርና ደሪዝና ማይ ጌርና ኣጽሪና ነንቅጾ
ብድሕሪ ዚ ኣዚዩ ወዝ ዘለዎ ጸጉሪን ሰጥ ዝበለ አዙዝን ልስሉስን ጸጉሪ ክንውንን ኢና
ካብዚ ጽሑፍ ብዝሓለፈ ብ video ምስ ትደልዩ ኣብ insragram account ርኸቡና ክንሕግዝ ኢና
ስራሕና ንዕግበት ዓማዉልና
ኢንስታግራም፥ @eden.star1
Tiktok: @eden.star1
Reviews
There are no reviews yet.